Home . Kontakt . Impressum . Datenschutz . Newsletter . Intranet

Tigrinya

ንበገስ ፡ ንኺድ ፡ ንምረጽ ።

ኣብመጋቢት 14 መዓልቲ 2021 ዓ.ም. ግዚኡ ኣኪሉ ሓድሽ ተታባቅቲ ባይቶ ስደተናታት ክም ረጹ ኢዮም። ነቲ ዝመጽ ዓወት ብድምጽኻ ወስን!
ስለዚ ኣብዚ ንዕለት መጋቢት 14 መዓልቲ 2021 ዓ.ም. ዝግበር ምርጫ ተሳተፍ!

እዚ ባይቶ እዚ ንብዙሕ ዓመታት ኣብ ሄሰን ድሌት ስደተኛታት ይውክል። እቲ ባይቶ ነቲ ዝመጽእ ዓመታት ስርሑ ብዓወት መታን ክቕጽል ኣድምጹ።
ስለዚ ዕለት መጋቢት 14 መዓልቲ 2021 ዓ.ም. መዓልቲ ምርጫኹም እዩ!
ምእንቲ ጥቕምኹም እዩ!

ናይ ርመን መንነት ዘይብሉ'ውን ክመርጽ ይኽእል እዩ።
እቲ ባይቶ …

  • ድሌት ወጻእተኛታት ይውክል
  • ኣብ ዙሪያ ፖለቲካዊ ውሳነታትን ጉዳይ ወጻእተኛታትን ይእከብ።.
  • ሓሳባትን ርእይቶን ወጻእተኛታት የቅርብ
  • ብዘይ ዝኮነ ወገናውነትን ዓሌታውነትን ናይ ሓበራዊ ምውህሃድን ምንባርን ይማጎት።

ኣንጻር ተጻረርቲ ናይ ሓባራዊ ምውህሃድን ምንባርን ንዝኮኑ
እቲ ባይቶ …

  • ኣንጻር ዓሌታዊ ፖለቲካዊ ምንቅስቃስ የካይድ
  • ንማዕርነትን ፍትሕን ይማጎት
  • ኣንጻር ገሃስቲ መሰልን ጽልኢ ወጻእተኛታት ዘለዎም ይከላኸል

ድልድል ናይ ስደተኛታት፡ ማ ሕበራት፡ ምሕደራን ከመኡ'ውን ፖሎቲካ
እቲ ባይቶ …

  • ምኽሪ ንዝደልዩ ስደተኛታት የማኽርን ይሕግዝን
  • ጠለብ ናይ ወጻእተኛታት ማሕበራት የባራትዕ
  • ብዛዕባ ፍልጠትን ትምህርትን ይሓትትን ይጽዕርን
  • ባዓላትን ፖሌቲካዊ ኣኼባታትን የዳሉ

ስለዚ ብዙሕ ጥቕምታት ስለ ዝርከቦ ኣብ መ ጋቢት 14 መዓልቲ 2021 ዓ.ም . ምረጹ!

ምምራጽ ቀሊል አዩ!
ኩሉ ስደተኛ (ዋላ ውን ካብ ኤውሮጳዊ ሕብረት)፡ ልፅሊ 18 ዓመት ዝኮነ፡ ከምኡ ውን እንተዋሓደ 6 ሰሙናት ኣብ ቦቱኡ ዝተቀመጠ ክመርጽ ይክእል እዩ።
ቁሩብ ሰሙናት ቅድሚ እቲ ም ርጫ ናይ መምረጺ ካርድ ክመጸኩም እዩ። ኣብቲ ካርድ እቲ ምርጫ ኣበይ ከም ዝካዘድ ይሕብር። ነቲ ካርድ ሒዝኩም ከኣ ኣብ
ናይ ዕለት መጋቢት 14 መዓልቲ 2021 ዓ.ም. ካብ ስዓት 08፡00 -18፡00 ዘሎ ግዜ ክትመርጹ ትኽእሉ አኹም።
ሑጹያት መን ምኻኖም ንምፍላጥ በቲ ባይቶ፡ ብኢንተርነትን ብናይ ሓበሬታ ወረቐትን ክትረክቡዎ ትኽእሉ ኢኹም።

መጋቢት 14 መዓልቲ 2021 ዓ.ም. ግድን ምረጹን ንኻለኦት ሓ ብሩን!

Listenkreuz

Die Erläuterungen sind derzeit nicht auf tigrinya erhältlich. Für deutsch klicken Sie bitte » hier.

Kumulieren

Die Erläuterungen sind derzeit nicht auf tigrinya erhältlich. Für deutsch klicken Sie bitte » hier.

Panaschieren

Die Erläuterungen sind derzeit nicht auf tigrinya erhältlich. Für deutsch klicken Sie bitte » hier.

Kombinieren

Die Erläuterungen sind derzeit nicht auf tigrinya erhältlich. Für deutsch klicken Sie bitte » hier.

Wenn in Ihrer Stadt/Gemeinde/Landkreis nur eine Liste kandidiert

Die Erläuterungen sind derzeit nicht auf tigrinya erhältlich. Für deutsch klicken Sie bitte » hier.